ሳዕስዒት
ኣቕሓ: ንመምህር ሕተት።
ስቱድዮ3 ስቱድዮ ሳዕስዒት
ቦታ: Kongsbergshallen
ወብሳይት: studio3-dance.no
ሳዕስዒት
ስዊንግን ቡጊን
ቦታ: Røde Kors huset,
Kirketorget 6
ወብሳይት: komogdans.no
ውድድር ሳዕስዒት
KIF
ካብ 12 ዓመት ንላዕሊ
ኣቕሓ: ጻዕዳን ጸሊምን ጫማን,
KIF ልባስ.
ኩሉ ሰብ ኣብ ኖርወይ ኖርሽክ
ፓስፖርት ወይ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ክህልዎ ኣሎዎ
ኣብ ሃገራዊ ውድድር ኖርወይ ክንሳተፍ ስለዝኾና።
ወብሳይት: kongsbergidrettsforening.
no
ባህላዊ ሳዕስዒት
BUL ኮንግስበርግ
ቦታ: ልምምድ ኣብ Lågdalsmuseet
ፈይስቡክ ኣብዚ ድለ:
BUL Kongsberg
ባህላዊ ሳዕስዒት
ስሞዩንዶለነስ
ጉጅለ ሳዕስዒት ዩንዳለን
ኣብ ፈይስቡክ ነዚ ድለ:
Småjondølenes dansarlag
Jondalen
ትያትር
ቪቲንግፎስ ትያትር
ካብ 6-16 ዓመት
ቦታ: Evjuveien 15,
Hvittingfoss
ወብሳይት: hvittingfossteater.no
ኮንግስጎርድሙአን ትያትር
ካብ 10-16 ዓመት
ቦታ: Kongsgårdmoen skole
ወብሳይት: kbuteater.no
ኦሰን ትያትር
ካብ 11-16 ዓመት
ንኣብ ክሊ ጋምለግረንድኦሰን ዝርከቡ
ቆልዑ ይምልከት።
ቦታ: Gamlegrendåsen skole
ወብሳይት: aasenteateret.no