ኣብ ኣየር ዝካየድ ስፖርት
ዕድመ: 16 ዓመት
ቪቲንግፎስ ክለብ ስፖርት ኣየር
ቦታ: Hvittingfoss
ወብሳይት: hlsk.no
ኣቕሓ: ረስሓት ዝጻወር ዓይነት
ክዳውንቲ. ቀጢን ጓንቲ፣ ቀጢን ቆቢዕ
ከምኡውን ጽቡቕ ደገፍ ዓንካር ዓንካሪቶ ዘለዎ ጫማ/ቡት
ንኣብነት ኣብ ጎቦ ትጥቀመሉ ቡት።
ዝተረፈ ኣቕሓ ክትልቅሖ ትኽእል።
ኩዕሶ
ቪቲንግፎስ ጋንታ ስፖርት
ኣቕሓ:
ክዳውንቲ ትረኒንግ, ጫማ ኩዕሶ,
መጋሃጫን ካልስታት ጫማን
ቦታ: Hvittingfoss
ወብሳይት : hvittingfoss-fotball.org
ስፖርት ምስራር ፈረስ
ኮምነስ ማእከል ኣፍራስ
ኣቕሓ: ኣብ ነፍስኽ ዝላገብ ዓይነት ክዳውንቲ
ንምስራር ዝምችእ፣ ብዘይ ቆቢዕ
ጫማ ለማጽ ዘይኮነ/ታኮ ዘለዎ
ካስኮ ምስራር ፈረስን መድሕን-ጃኬት
ካባና ክትልቃሕ ትኽእል።
ቦታ: Komnesveien 305,
3647 Hvittingfoss
ወብሳይት: sandsvaerryttersportsklubb.no
ትያትር
ትያትር ቪቲንግፎስ
ካብ 6-16 ዓመት
ቦታ: Evjuveien 15,
Hvittingfoss
ወብሳይት: hvittingfossteater.no
ደርፊ መዝሙር ቆልዑ
አፍተሎት መዝሙር ቆልዑ
ካብ 6 ዓመት
ቦታ: Efteløt menighetshus
ወብሳይት: kirken.no/kongsberg
ኣብ ደገ ዝካየድ ንጥፈታት
ሳንድስቫር ንጥፈተ-ስካውት
LYN 4H
ሳንድስቫር KFUK-KFUM
ጉጅለ ንጥፈተ-ስካውት
ካብ 8-17 ዓመት
ቦታ: Vonheim/Hostvedtmoen
ወብሳይት: kirken.no
ሊን 4H
ቦታ: Efteløt
ነዚ ኣብ ኣብ ፈይስቡክ ድለ: Lyn 4H
መስመር ቢአምአክስ
Fossfeltet Hvittingfoss
ሜዳ ኩዕሶ
Hvittingfoss idrettsplass
መንሻተቲ ሜዳ
ቤት ትምህርቲ ቪቲንግፎስ
ሜዳ ንጥፈታት
ፎስፈልተ, ቪቲንግፎስ
መስመር ብሽግለታ፣ ሜዳ ቮሊባል፣ ሜዳ ባስከት
መጻወቲን
ቪቲንግፎስ ቶርግ
ኣብ ካትራመ ምጽዋት፣ ኣብ ሓመድ ዝጽወት ቮሊባል
ሰኪዐት ባስኬት፣ ሜዳ ቦችያ፣ ኣብ ዝሉቕ ገመድ ሚዛንካ ዓቂብካ ምኻድ፣
ሰደቓ ተኒስ፣ መጻወቲ፣ መጻወቲ ሰደቓ
ኣብ ሰሜንቶን ንእሽተይ ሜዳ ኩዕሶን
ኣብ በስት እንዳነዳዲ እዚ ዝስዕብ ክትልቃሕ ትኽእል:
ኩዕሶ ባስኬትን ቮሊባልን፣ ኩዕሶ
ንሜዳ ኩዕሶ፣ ራከት ሰደቓ ተኒስን
ኩዕሶታትን፣ ኩዕሶታት ቦችያ፣ መጻወቲ ቸስን ሉዶን
ኣብቲ ብቸሜንቶ ዝተሰርሐ ጣውላ
ክለብ ንጥፈታት ትርፊ ግዜ
ቤት ንባብ , ሓበሬታ:
Vittingfoss bibliotek og fritidssenter