ማርሻል ኣርትስ

ታክወንዶንን
ኪክቦክሲንግን

ኣቕሓ: ኖርማል ክዳውንቲ ትሬኒንግ
መጀመርታ ግዜ ድሕሪኡ ሽዑ ልባስን
ቁልፍን።

በርግስታደን
ክለብ ታክወንዶ /
ኮንግስበርግ
ማእከል መዕለሚ ማርሻል ኣርትስ
ቦታ: Withsgate 10, Raumyr
ወብሳይት:
bergstadentaekwondo.no
መራኸቢ ሓበሬታ:
bergtaekwacademy@yahoo.no

ኮንግስበርግ NTKD
ቦታ: Wennersborg skole
ወብሳይት: kongsberg.ntkd.no

ዩዶ
ኣቕሓ: መጀመርታ ግዜ ክዳውንቲ ትረኒንግ
ድሕሪኡ ልባስ ዩዶ
ኣብቲ ክለብ ትጠልብ።

BK
ቦታ: Skavanger skole,
ኣብ ትሕቲ መሬት ዝርከብ መውጽኢ ክፍሊ።
ወብሳይት: bkjudo.no

ካራተ

ካብ 8 ዓመት ንላዕሊ
ኣቕሓ: መጀመርታ ግዜ ክዳውንቲ ትሬኒንግ
ድሕሪኡ ሽዑ ልባስ ካራተ።

ሹኩታን
ክለብ ካራተ

ሚኒ-ዶጆ
ቦታ: Idrettshallen, ኣብ ውሽጢ መኽደኒ ክፍሊ

ሁቨድ-ዶጆ
ቦታ: Gamlegrendåsen skole
ወብሳይት: kongsbergkarate.no