ኣብ ደገ ዝካየድ ንጥፈታት
ኣብ በረኻ ከም መደቀሲ ትጥቀመሉ ትስከሞ ኣንሶላ
20 ሓባ
ኣብ ጎቦ ትጥቀመሉ ቡት
ዓቐ. 36-45
ቦታ: Idretts- og svømmehallen
ምርኩስ ዑደት
10 ጽምድታት
ቦታ: Bibilioteket
ስኪ
ስኪ ስላሎም
ዝተፈላለየ ዓቐናት
ቦታ: Kongsberg Skisenter
መንሻተቲ ጫማ,
ኣስታት 15 ጽምድታት
ቦታ: Kølabånnparken. Se kontainer
ዓረብያ በረድን ሚኒ-ስኪን
ቦታ: Gamle brusfabrikken
ንጥፈታት ማይ
መንሳፈፊ ጃኬት
20 ሓባ ዝተፈላለየ ዓቐናት
ቦታ: Idretts- og svømmehallen