ካልእ ዓይነት ስፖርት

ኣትለቲክስ

ንብረት : ክዳውንቲ ትሬኒንግን ሞግየዪ ጫማ
KIF
ሳመር: ኢድረትስፓርከን
ዊንተር: ኮንግስበርግሃልን
ወብሳይት:
kongsbergidrettsforening.no
መራኸቢ ሓበሬታ: leder-friidrett@
kongsberg-if.no

ብካርታን ኮምፓስን ናብ ሸቶ ምጉያይ
(O-LAG)

ካብ 7 ዓመት ንላዕሊ። ጉያ ንኹሉ ክልታት ዕድመ
ኣቕሓ: ቅሩብ ረስሓት ዝጻወር ዓይነት ክዳውንቲ ትሬኒንግ.
ጫማ ጉያ/ ጫማ ኦርየንተሪንግ,
ታይት, ማልያ ጃኬት ትረኒንግ.
ኮምፓስ ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።
KOL
ቦታ: ዝተፈላለየ ቦታታት።ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ
ኣብ ወብሳይት ተከታተል።
ወብሳይት: kolweb.no

ሓፈሻዊ ስፖርት

ካብ 4-6 ዓመታት። ጻወታን ደስታን ንቖልዑ
ኣቕሓ: ግድን ከተምጽኦ ዘለካ የለን,
ግን ብሽግለታ፣ስኪ፣ ዘንሻትት ጫማ
ጫማ ውሽጢ ሓጋዚ እዩ።
SKRIM
ቦታ: Kongsgårdmoen skole
ወብሳይት: ilskrim.no


IL በቨር
ቦታ: Beverlokalet
Østbygrenda 11, Kongsberg
ወብሳይት: ilbevern.no
መራኸቢ ሓበሬታ: allidrett@ilbevern.no
ኣቕሓ: መሐንበሲ ስረ,

ብዝለዓለ ተኽእሎ ማይ ዘየሕልፍ ምሉእ ልባስ, ብሽግለታ,
ካስኮ ብሽግለታን ሞግየዪ ጫማን.
BK
ቦታ: Kjennerudvannet
ኣብ ፈይስቡክ እዚ ድለ: BK triathlon

ጂምናስቲክስ

ኣቕሓ: ክዳውንቲ ትረኒንግን ካልስታትን
KIF
ቦታ: Idrettshallen
ወብሳይት: kongsbergidrettsforening.no
መራኸቢ ሓበሬታ: medlem@kifturn.no