ካልእ ክትልቅሖ ትኽእል

መጻወቲ

ቦታ: Kølabånnparken.
እቲ መጻወቲ ኣብኡ ኣብ ኮንቴነር ትረኽቦ

ንጥፈታት ማይ

መድሕን-ጃኬት 20 ሓባ
4 ዓቐናት ኣሎ
ቦታ: Idretts- og svømmehallen

ዝተፈላለየ

ኮፍ መበሊ ቆልዑ ኣብ መኪና
1 ሴዳ ዕሸልን 1 ሴዳ ቆልዓን
ቦታ: Biblioteket

መሐንገጢ ቆልዓ ኣብ ዑደት
ሓንቲ በርጋንስ ዝዓይነታ መሐንገጢት ቆልዓ
ቦታ: Biblioteket

መጽሓፍቲ

ኮምፕዩተራዊ መጽሓፍቲ፣ ድምጻዊ መጽሓፍቲ ፊልምታት
ስልጠና ቋንቋ
Sted: Biblioteket

ተክኖሎጂ
– ኣብኡ ትጥቀመሉ
ቤት ዕዮ ኣኒመሽን , ድሮን,
ብጩራ ትቖርጽ ማሺን, ተክኒካዊ ለጎ
ኮምፕዩተራት, 3D ፕሪንተር, ምዕቡል ሶፍትዌር፣
ሮቦት, ቤት ዕዮ,
VR ገይም
ቦታ: Vitensenteret – Krona,
Kirketorget 2 B

መስፈዪ ማሺን
– ኣብኡ ትጥቀመሉ
ቦታ: Vitensenteret – Krona