ንጥፈታት ዝካየደሉ ሜዳታት
ሜዳ መንሻተቲ(ስከይቲንግ)
ወብሳይት: kongsberg.kommune.no
ሜዳ ስኪ
ወብሳይት: kongsberg.kommune.no
SKRIM Idrettsplass
Møteplassen anlegg.
ባስኬት, ቮሊቦል ኣብ ሓመድ ዝጽወት, መራኸቢ ቦታ,
ኢነባንዲ, ምሕኳር, መገዲ ብሽግለታ
ከምኡውን ሰለስተ ሜዳታት ኣርተፊሻል ሳዕሊ ዘለዎ
መገዲ ጫካ ዑደት ዝኽየደሉን መጥበሲን።
SVARTÅS NÆRMILJØANLEGG
ናይ 5 ተጻወትቲ ኣርተፊሻል ሜዳ ኩዕሶ እግሪ
ቮሊቦል ኣብ ሓመድ ዝጽወት, ሜዳ ባስከት, ሰደቓ ተኒስ,
መሳርሒ ኣካላዊ ምውስዋስን
መሳርሒታት ፓርኩር
Kart ref.: 59.645395, 9.636304.
ኣቕሓ ሰደቓ ተኒስ, ኩዕሶ ባስከትን
ኩዕሶ ቮሊቦል ሓመድ
VEUNGSDALEN
AKTIVITETSPARK
ናይ 5 ተጻወትቲ ኣርተፊሻል ሜዳ ኩዕሶ እግሪ፣ ቮሊቦል ኣብ ሓመድ ይጽወት,
ፍሪዝቢ ጎልፍ,
መገዲ ብሽግለታን ሰደቓ ተኒስ
Kart ref.: 59.638260, 9.645315.
ኩዕሶታት እግሪ, ኣቕሓ ሰደቓተኒስ, ፍሪዝቢን
ኮዕሶታት ቮሊቦል ሓመድን
TROLLVEIEN PÅ MOANE
መሳርሒታት ፓርኩር, , ኮዕሶታት ቮሊቦል ሓመድን
ሜዳ ኩዕሶ, ናይ 5 ተጻወትቲ ኣርተፊሻል ሜዳ ኩዕሶ እግሪ፣
መጻወቲን።
ኣቕሓ ሰደቓ ተኒስ፣ ኩዕሶ ቮሊቦል ሓመድን
ኩዕሶ ባስከትን።
IDRETTSPARKEN
ፍሪዝቢጎልፍ, ሜዳ ኣትለቲክስ,
መገዲ ብሽግለታ, ሜዳ ኩዕሶ እግሪን
ሓዊ ኣጒድካ ትእከበሉ ቦታ።
GAMLEGRENDÅSEN NORD
AKTIVITETSPARK
መገዲ ብሽግለታ, ሜዳ ባስከት, ዓቢ
መሕኮሪ ሬተ፣ ከምኡውን ንእሽተይ ሜዳ መሰናኽል.
Kart ref.: 59.660792, 9.674468
FLÅTALANDET
ኩዕሶ ቮሊቦል ሓመድ, ሜዳ ባስከት,
ሜዳ ስከይቲንግ ንዝተፈላለዩ ነገራት ክትጥቀመሉ ትኽእል ጎልጎል
Kart ref.: 59.670779, 9.643375
FOSSFELTET, HVITTINGFOSS
መገዲ ብሽግለታ, ሜዳ ቮሊቦል, ሜዳ ባስከትን
መጻወቲን
Kart ref.: 59.470105, 10.011321
ቪቲንግፎስ ቶርግ
ኣብ ካትራመ ምጽዋት፣ ኣብ ሓመድ ዝጽወት ቮሊባል
ሰኪዐት ባስኬት፣ ሜዳ ቦችያ፣ ኣብ ዝሉቕ ገመድ ሚዛንካ ዓቂብካ ምኻድ፣
ሰደቓ ተኒስ፣ መጻወቲ፣ መጻወቲ ሰደቓ
ኣብ ሰሜንቶን ንእሽተይ ሜዳ ኩዕሶን
Kart ref.: 59.484303, 10.010030
ኣብ BEST እንዳነዳዲ እዚ ዝስዕብ ክትልቃሕ ትኽእል:
ኩዕሶ ባስኬትን ቮሊባልን፣ ኩዕሶ
ንሜዳ ኩዕሶ፣ ራከት ሰደቓ ተኒስን
ኩዕሶታትን፣ ኩዕሶታት ቦችያ፣ መጻወቲ ቸስን ሉዶን
ኣብቲ ብቸሜንቶ ዝተሰርሐ ጣውላ
ተወሳኺ ካርታ ንምርካብ፣ ኣብ ካርታ ዑደት ርአ
ወብሳይት: kongsberg.kommune.no