ኣብ ደገ ዝካየድ ንጥፈታት
ኣቕሓ: ምስ ኩነታት ዝኸይድ
KFUK-KFUM ስካውቲንግ
ኣቕሓ: ምስ ኩነታት ዝኸይድ
ቦታ: Jonsekollen, Munchs gate
ወብሳይት: kmspeider.no
ሳንድስቫር KFUK-KFUM
ጉጅለ ንጥፈተ-ስካውት
ካብ 8-17 ዓመት
ቦታ: Vonheim/Hostvedtmoen
ወብሳይት: kirken.no
LYN 4H
ቦታ: Efteløt
ኣብ ፈይስቡክ እዚ ድለ: Lyn 4H
ማሕበር ቱሪዝም
ጋንታ-ዑደት ቆልዑን ንኣሽቱን
ቆልዑን ስድራቤታትን ኣብ ክሊዕድመ
0-13 ዓመት.
ቦታ: ኣብ ወብሳይት ርአ
ወብሽእይጥ: kongsberg.dnt.no
RØFF
ቀይሕ መስቀል ግዳማዊ ንጥፈታትን ቀዳማይ ረድኤት
መንእሰያት ካብ 13-17 ዓመት
ቦታ: Røde Kors huset,
Kirketorget 6 B, Kongsberg
ወብሳይት: rodekors.no
ቀይሕ መስቀል ንጥፈታት ቆልዑ
ካብ 7-13 år
ቦታ: Røde Kors huset,
Kirketorget 6, Kongsberg
ወብሳይት: rodekors.no
ኮንግስበርግ ጎልፍ
ካብ 6 ዓመት. ትረኒንግ ንቆልዑን መንእሰያትን
ንኣሽቱ እዮም
ኣቕሓ: ኖርማል ክዳውንቲ.
ኣቕሓ ጎልፍ ክትልቃሕ ትኽእል
ቦታ: Kasin, Skollenborg
ወብሳይት:
kongsberg-golfbane.no
መራኸቢ ሓበሬታ
kontor@kongsberg-golfbane.no
ብሽግሌታ
ኣቕሓ: ማርሻ ዘለዋ ጽቡቕ ብቕዓት ዘለዋ ብሽግለታ
ካስኮ ብሽግለታ፣ ክዳውንቲ ትሬኒንግ
KIF –ጽርግያ፣ሓባጥ መባጥ
ዓቐበት
ቦታ: ወብሳይት ርአ
ወብሳይት: kongsbergidrettsforening.
no
ምሕኳር
ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ
ኣቕሓ: ክዳውንቲ ትረኒንግ
ዝተረፈ ኣቕሓ ክትልቃሕ ትኽእል።
K3 ክለብ ምሕኳር
ቦታ: Skrimhallen
ወብሳይት:
kongsbergklatreklubb.net