ቶኽስን ቸስን

ምቱኳስ ቀስቲ

ካብ 7 ዓመት ንላዕሊ
ክትጅምር ከለኻ ግዴታዊ
ኮርስ ብዛዕባ ዋሕስነት ኣሎ
ኣቕሓ: ቀስትን ማንቲግን ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።

SKRIM
ቦታ ኣብ ደገ ዝካየደሉ ወቕቲ: Sølvverkssletta
i Saggrenda

ቦታ ኣብ ውሽጢ ዝካየደሉ ወቕቲ:
Kongsbergshallen
ወብሳይት: bueskyting.ilskrim.no
መራኸቢ ሓበሬታ:
bueskyttere@ilskrim.no

ሽጉጥ

ኣቕሓ: ኖርማል ክዳውንቲ
ሽጉጥ ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ
ክለብ ሽጉጥ ኮንስበርግ
ቦታ ኣብ ወቕቲ ዊንተር:
Kongsbergshallen

ቦታ ኣብ ወቕቲ ሳመር:
Meheia skytebane
ወብሳይት:
kongsbergpistolklubb.no

ቸስ

ኣቕሓ ቸስ ክትልቃሕ ትኽእል
ኮንግስበርግ
ክለብ ቸስ
ቦታ: Wennersborg skole
ወብሳይት: kongsbergsjakk.net
መራኸቢ ሓበሬታ:
post@kongsbergsjakk.net