ብኩዕሶ ዝጽወት ጻወታታት

ባድሚንተን

ቦታ: Badedammen i Saggrenda

ባስከት
ቦታ:
Trollveien på Moane,
ኣቕሓ ዝሓዘለ ሳጹን ኣብቲ ከባቢ ኣሎ.
Svartås, ኣቕሓ ዝሓዘለ ሳጹን
ኣብ ጎኒ ሰደቓ ተኒስ ኣሎ

ሰደቓ ተኒስ
ቦታ:
Badedam i Saggrenda.
Jondalsdammen, ሳጹን ኣቕሓ ጥቓ ሰደቓ ተኒስ
Passebekk badedam, ሳጹን ኣቕሓ
ኣብቲ ከባቢ ኣሎ።
Svartås, ሳጹን ኣቕሓ ጥቓ
ሰደቓ ተኒስ ኣሎ።
Trollveien på Moane,
ሳጹን ኣቕሓ ኣብቲ ከባቢ ኣሎ
Veungsdalen aktivitetspark,
ሳጹን ኣቕሓ ኣብቲ ከባቢ ኣሎ።

ፍሪዝቢ
ቦታ: Veungsdalen aktivitetspark,
ኣቕሓ ዘለዎ ሳጹን ኣብቲ ከባቢ ኣሎ


ሚኒጎልፍ

ቦታ: Kølabånnparken, ኣብቲ መናፈሻ
መኻዚና ኣሎ።

SANDVOLLEY ቮሊቦል ኣብ ሓመድ ዝጽወት
ቦታ:
Passebekk badedam, ሳጹን ኣቕሓ ኣብቲ
ሓደ መኻዚኖ ኣሎ።
Svartås, ሳጹን ኣቕሓ
ኣብ ጥቓ ሰደቓ ተኒስ ኣሎ.
Veungsdalen aktivitetspark,
ሳጹን ኣቕሓ ኣብቲ ከባቢ ኣሎ።
Trollveien på Moane, ሳጹን ኣቕሓ
ኣብቲ ከባቢ ኣሎ።

ኩዕሶ እግሪ
ቦታ:
Passebekk badedam, ሳጹን ኣቕሓ
ኣብቲ ሓደ መኻዚኖ ኣሎ።
Veungsdalen aktivitetspark,
ሳጹን ኣቕሓ ኣብቲ ከባቢ ኣሎ።

ተኒስ ገምገም-ባሕሪ
ቦታ: Badedammen i Saggrenda