ብኩዕሶ ዝጽወት ዓይነት ስፖርት

ኩዕሶ ኢድ

ኣቕሓ: ክዳውንቲ ትሬኒንግን ጫማ ውሽጢን
SKRIM
ቦታ: Kongsberghallen,
Idrettshallen og
Skrimhallen
ወብሳይት: handball.ilskrim.no

ባስከት

ኣቕሓ: ጫማ ውሽጢ/ጫማ ባስከትን ክዳውንቲ ትሬኒንግ
ኮንግስበርግ ማይነርስ
ቦታ: ወብሳይት ርአ
ወብሳይት: kongsbergminers.no
መራኸቢ ሓበሬታ:
post@kongsbergminers.no

ቮሊባል

ኣቕሓ: ክዳውንቲ ትሬኒንግ, ጫማ ውሽጢን መከላኸሊ ብርኪን
BK
ቦታ: Idrettshallen og
Tislegård
ኣብ ፈይስቡክ እዚ ዝስዕብ ድለ: BK Volley

ተኒስ

ኣቕሓ: ክዳውንቲ ትሬኒንግ, ትኳዕ ትኳዕ ዘይብሉ ጫማ, ራከት ተኒስን ኩዕሶታት ተኒስን.
እተን ቀዳሞት ግዜ ኩዕሶታት ተኒስን
ራከታትን ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።
ኮንግስበርግ ክለብ ተኒስ
ሳመር: ኣብ ኣፍደገ Kongsbergshallen
ዝርከብ መጻወቲ ተኒስ
ዊንተር: Kongsbergshallen
ወብሳይት:
kongsberg-tennisklubb.no
መራኸቢ ሓበሬታ:
post@kongsberg-tennisklubb.no

ባድሚንቶን

ኣቕሓ: ክዳውንቲ ትሬኒንግ, ጫማ ውሽጢን ራከት ባድሚንቶን። ራከት ባድሚንቶን
ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።
SKRIM
ቦታ: Skrimhallen
ወብሳይት: badminton.ilskrim.no
መራኸቢ ሓበሬታ: badminton@ilskrim.no

ሆኪ

ንብረት: ዘንሻትት ጫማ, ካስኮ ሆኪ,
ጓንቲ, መጋሃጫን
ዕንጨይቲ መህረሚ ሆኪ.
KIF
ቦታ: Kongsberghallen
ወብሳይት:
kongsberg-if.no/ishockey
መራኸቢ ሓበሬታ: styreleder.hockey
@kongsberg-if.no

ኢነባንዲ

ካብ 13 ዓመት ንላዕሊ
ንብረት: ጫማ ውሽጢን ክዳውንቲ ትሬኒንግን
ቀይሕ መስቀል
ቦታ: Wennersborg skole
ወብሳይት: rodekors.no