ባህላዊ ቤት ትምህርቲ
ሙዚቃ፣ትያትር፣ስነ-ጥበብ
ባህላዊ ሳዕስዒት ንምህር። መሳርያ ሙዚቃ
ክትልቃሕ ትኽእል።
ባህላዊ ቤት ትምህርቲ
ንሓደስቲ ዝመጹ ብነጻ ሙዚቃ
ይምህር።
ቦታ: Kirketorget 4, Kongsberg
ወብሳይት: kongsberg.kommune.no/kulturskole
ቤት ንባብ
ኣብዚ ቤት ንባብ መጻሕፍቲ ምልቃሕ ጥራሕ ዘይኮነ
ኮምፕዩተር ብነጻ ትጥቀም
ኣስተምህሮ፣ ክትዕ፣ ኮንሰርትን ካልእ
ባህላዊ ኣጋጣሚታትን ክትሳተፍ ዕድላት ኣሎ፣
ዓመት ምሉእ።
ቦታ: Krona, 4. etg.
Kirkegata 2 B, Kongsberg
ወብሳይት:
kongsbergbibliotek.no
ክለባት ንጥፈታት ትርፊ ግዜ ዝካየደሉ
ኦሃና ካፈ መንእሰያት
ዕድመ: 13-20 ዓመት
ቦታ: Møllebakken 7, Kongsberg
ወብሳይት: ohanafritidsklubb.no
ቶፐንክለብ
ስነ-ኣእምራዊ ስንክልና
ዘለዎም ሰባት
ቦታ: Møllebakken 7, Kongsberg
ቤት ንባብ ቪቲንግፎስን
ማእከል ንጥፈታት ትርፊ ግዜ
ዕድመ 13-20 år
ቦታ: Tuftveien 1, Hvittingfoss
መራኸቢ ሓበሬታ:
post@ungdomskontoret.no
– ኮንግስበርግ ቪተንሰንተር
ደቩተከት
ካብ 10 ዓመት ንላዕሊ
ቦታ: Krona, Kirkegata 2 B, 4 etg.
ወብሳይት: devoteket.no
መራኸቢ ሓበሬታ: Ungdomskontoret
ዘ በይዝመንት፣ ኑርሺርከን
ቦታ: Hasbergsvei 4, ትሕቲ መሬት ኣብ
Betania i Kongsberg