ሙዚቃ
ካመር ኦርኬስትራ
ንተማሃሮ መንእሰያት
ወብሳይት: kongsbergkammerorkester.
no
ሙዚቃ ኣወዳት
ዲቪዛ ምረሻ ባንድን
መሳርያ ሙዚቃን ክትልቃሕ ትኽእል።
ቦታ: ልምምድ ኣብ Sølvsalen og
Musikkteateret på Krona,
Kirkegata 2 B, Kongsberg
ወብሳይት: www.kgmk.no
ኦርኬስትራ ከተማ
ካብ 15 ዓመት ንላዕሊ
ቦታ: ልምምድ ኣብ Misjonskirken
i Skolegata, Kongsberg
ወብሳይት: byorkesteret.no
አፍተሎት ሙዚቃ ምረሻ ባንድ
ቦታ: Efteløt
ፈይስቡክ እዚ ዝስዕብ ድለ:
Efteløt Musikkorps
ኮንግስጎርድሙአን
ቤት ትምህርቲ ምረሻ ባንድ
ክሳብ 18 ዓመት
ቦታ: Kongsgårdmoen
ወብሳይት: ksk.korpsdrill.no
ደርፊ
መዝሙር ኣዋልድ
ካብ 7-18 ዓመት
ቦታ: Åslandsgata 13, Kongsberg
Nettside: kongsbergpikekor.no
መዝሙር ቤተ ክርስትያን ሲንጊት ተንሲንግ
Fra 13-19 år
ቦታ: Menighetssenter
Hyttegata 4, Kongsberg
ወብሳይት: kirken.no
ደርፊ ዕሸላት ኣብ ኮንግስበርግ
ቤተ ክርስትያን
ካብ 0-5 ዓመት
ቦታ: Kongsberg kirke
ኑርሺርከን ጎስፐል
ሶውል ቸልድረን
ካብ 10-16 ዓመት
ቦታ: Norkirken Kongsberg,
Myntgata 19
ወብሳይት:
norkirken.kongsberg.no
አፍተሎት መዝሙር ቆልዑ
ካብ 6 ዓመት
ቦታ: Efteløt menighetshus
ወብሳይት:
kirken.no/kongsberg