ስፖርት ዊንተር

ምንሽታት

ኣቕሓ: ዘንሻትት ጫማ, ካስኮን ዘማሙቕ
ክዳውንቲ ትሬኒንግ. መንሻተቲ ጫማ ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።
KIF
ቦታ: Idrettsparken og
Kongsberghallen
ፈይስቡክ, ድለ: KIF መንሻተቲ ጫማ

ኣልፓይን ስኪ

ንብረት: ዘማሙቕ ንስኪ ትጥቀመሉ ስረን ጃኬትን
KIF
ወብሳይት:
kongsbergidrettsforening.no

ምዝላል ስኪ

ኣቕሓ: ክዳውንቲ ትረኒንግ, ካስኮን
ጫማ-ስኪ(ላንግረን). ቅልል ዝብለ ንብረት
ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ፣ መዝለሊ ስኪ/ጫማ ብገንዘብ ክትካረዮ ትኽእል።
KIF
ክሳብ በረድ ዝመጽእ:
ኣብ በረድ ዘይብሉ ባይታ ልምምድ ይግበር።
በረድ ምስ መጸ:
ኢድረትስፓርከን ሆፕሰንተር
ወብሳይት: kongsberg-if.no
መራኸቢ ሓበሬታ: kifhopp@gmail.com

ስኖውቦርድ

ንብረት: ዘማሙቕ ስረ ዊንተር, ጃኬት,
ጓንቲ, ካስኮን ኦክያለ ስኪ።
ንብረት ኣብ ኮንግስበርግ ስኪ-ሰንተር
ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።
KIF
ቦታ: Kongsberg ski-senter
ትረኒንግ ዝካየደሉ ግዝያት
ኣብ ወብሳይት ትረኽቦ።
ወብሳይት: kongsberg-if.no

ስኪ/ጨመተ ቶኽሲ ስኪ

ካብ 10 ዓመት ንላዕሊ
ጨመተ ቶኽሲ ስኪ / IL BEVERN
ኣቕሓ: ስኪ, ቡት, ልባስ ስኪ
ጠበንጃ መቶኮሲ። ብረት ተለማማዲ
ክትካረ ትኽእል።
ቦታ: Beverlokalet, Østbygrenda
11, Kongsberg
og Stevningsmogen, Svene
ወብሳይት: ilbevern.no
መራኸቢ ሓበሬታ: skiskyting@
ilbevern.no

ክሮስ-ካንትሪ ስኪ / IL BEVERN
ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ
ኣቕሓ: ስኪ, ቡት
ልባስ ስኪ
ቦታ: Beverlokalet –
Østbygrenda 11, Kongsberg
ወብሳይት: ilbevern.no
መራኸቢ ሓበሬታ: langrenn@ilbevern.no

ክሮስ-ካንትሪ/SKRIM
ትምህርቲ ስኪ ካብ 6 ዓመት
ወብሳይት: ski.ilskrim.no
መራኸቢ ሓበሬታ: ski@ilskrim.no

KIF ክሮስ-ካንትሪ ስኪ
ካብ 15 ዓመት ንላዕሊ
ቦታ: ፈይስቡክ ርአ
ኣብ ፈይስቡክ ነዚ ድለ: Kif langrenn
መራኸቢ ሓበሬታ:
kontakt@kongsberg-if.no

ፍሪስኪ

ኣቐዲምካ ክትክእሎ ዘለካ: ስኪ ምርጋጽ ትኽእል
ክትከውን ኣለካ, ንቕድሚትን ድሕሪትን
ኣቕሓ: ዘማሙቕ ስረ ስኪ, ጃኬት,
ካስኮ, መከላኸሊ ሕቖ, ትዊንቲፕ-ስኪን
ቡትን
ኣብ ውሽጢ ዝካየድ ትረኒንግ: ኣብ ግዜ ቀውዒ
Idrettshallen, (Trampoline)
ኣብ ደገ ዝካየድ ትረኒንግ: Kongsberg
Skisenter
ወብሳይት: kongsberg-if.no