ስፖርት ምስራር ፈረስ

ስፖርት ምስራር ፈረስ

ካብ 5 ዓመት ንላዕሊ
ኣቕሓ: ኣብ ነፍስኻ ዝጠብቕ ክዳውንቲ
ንምስራር ዝምችእ, ቆብዕ ዘይብሉ .
ጫማ ለማጽ ዘይኮነ/ታኮ ዘለዎ.
ካስኮ ፈረስን መድሕን-ጃኬት
ክትልቃሕ ትኽእል።

STALL-K
ቦታ: Drammensveien 150
ወብሳይት: stall-k.no

ማዩርፕላሰን
ክለብ ስፖርት ምስራር
ቦታ: Drammensveien 150
ወብሳይት: mrsk.no
መራኸቢ ሓበሬታ: post@mrsk.no

ኮምነስ ማእከል ምስራር
ቦታ: Komnesveien 305,
3647 Hvittingfoss
ወብሳይት: sandsvaerryttersportsklubb.no

ሀስተሊከ
ካብ 5 ዓመት ንላዕሊ
ቦታ: Bråtaberga 97
ኣብ ፈይስቡክ ነዚ ድለ:
Kristina Madsen