ምሕንባስ
ኣቕሓ: መሐንበሲ ልባስ, መሐንበሲ ቆቢዕን,
መሐንበሲ ኦክያለ። መሐንበሲ ኦክያለን
መሐንበሲ ቆቢዕ ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።
ስልጠና ምሕንባስ
ቦታ: Idrettshallen
ወብሳይት: tryggivann.no
BK
ቦታ: Svømmehallen
ወብሳይት: bksvomming.no
መራኸቢ ሓበሬታ: post@bksvomming.no
ምጅላብ
ኣቕሓ: ኣብ ማይ ትጥቀመሉ ልባስ ወይ ማይ ዘየሕልፍ ልባስ,
ትሕቲ ልባስ ትገብሮ ብጸምሪ ዝተሰርሐ, ብጸምሪ ዝተሰርሐ ካልስታት፣ ከምኡውን
ጠሊ ዝጻወር ኣዲዳስ ጫማ። ንቑጽ ቅያር ክዳን ተማላእ።
ጃላቡ፣ መጀለቢ ዕንጨይቲ፣ መንሳፈፊ ጃኬት፣ ሽፋን ኮፍ መበሊ ጃልባ
ካስኮን ክትልቃሕ ትኽእል።
ኮንግስበርግ ክለብ ጃልባ
ወቕቲ ሳመር: Kloppfoss
ወቕቲ ዊንተር: Svømmehallen
ወብሳይት:
kongsberg-padleklubb.net
ፍሪ ዳይቪንግ
ኣቕሓ: ማስኬራ፣መስተንፈሲ ቱቦ ካብ ትሕቲ ማይ፣ ከምኡውን
መሐንበሲ ኣብ እግሪ ዝልበስ.
እዚ ክለብ ኣቕሓ ከለቅሓካ ይኽእል እዩ።
ኮንግስበርግ
ክለብ ዳይቪንግ
ቦታ: Svømmehallen
ኣብ ፈይስቡክ ነዚ ድለ: Kongsberg DK
መራኸቢ ሓበሬታ: kongsbergdk@gmail.com
ትሕቲ ማይ ዝጽወት ረግቢ
ኣቕሓ: ማስኬራ, መስተንፈሲ ቱቦ ካብ ትሕቲ ማይ,
መሐንበሲ ኣብ እግሪ ዝልበስን ቆቢዕን.
ክለብ ኣቕሓ የለቅሕ እዩ።
ኮንግስበርግ
ዳይቪንግ ክለብ
ቦታ: Svømmehallen
ኣብ ፈይስቡክ እዚ ድለ: Kongsberg DK
መራኸቢ ሓበሬታ: kongsbergdk@gmail.com