ሞተራዊ ስፖርትን ኣብ ኣየር ዝካየድ ስፖርት

ሞተራዊ ስፖርትን ኣብ ኣየር ዝካየድ ስፖርት

ሞተራዊ ስፖርት
ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ
ሞተርክሮስ, ፎልክ ረይሲንግ, ጎካርት,
ስፒድወይን ሱፐርሙታርድን
ኣቕሓ: ኖርማል ክዳውንቲ
መካይን ጎካርት ክትልቃሕ ትኽእል።

ኮንግስበርግ
ሙቱርሰንተር
ቦታ: Drammensveien 121
ወብሳይት: gokartkongsberg.com

ኣብ ኣየር ዝካየድ ስፖርት
ካብ 15 ዓመት ንላዕሊ

ኣቕሓ: ንፋስ ዘየሕልፍ ክዳውንቲ
ፓራግላይደርን ሃንግግላይደርን
ካባና ክትልቃሕ ትኽእል።
ቪቲንግፎስ ክለብ ስፖርት ኣየር
ቦታ: Hvittingfoss
ወብሳይት፣ hlsk.no

ኮንግስበርግ ክለብ ሞዴላዊ ነፈርቲ
መለማመዲ ነፈርቲ
ቦታ: Sandsvær
ወብሳይት: kmfk.no