መሳርያ ሙዚቃ
ጊታር፣ ናይ ዓበይቲን ቆልዑን ዓቐናት
ኡኩለለ, አለክትሪካዊ ጊታር, ባንጆ,
ባላላይካ, ቫዮሊን, ትጥቕለል ፒያኖን
ትጥቕለል ኮቦሮታት
ዝተፈላለየ ዓይነት ሲዲታት
ትልቀሓሉ ግዜ: 4 ሳምንታት
ቦታ: Biblioteket på Krona,
Kirketorget 2 B, Kongsberg.
Vittingfoss bibliotek og
fritidssenter, Hvittingfoss
መሳርያ ሙዚቃ ካብ
ባህላዊ ቤት ትምህርቲ
ፕሮጀክታት ንሓደስቲ
ንሓደስቲ ኣብ ኣጸደህጻናትን ቤትትምህርትን
ዝምልከት
ቦታ: Kulturskolen,
Kirketorget 4, Kongsberg